Advertisement

Listen to

Unfortunately the SBS Radio Player is unavailable on this device. We apologise for any inconvenience.
Newly added
ንዓሰርተ ኣዋርሕ አብ ስራሕ ዝጸንሐ ህጹጽ ኣዋጅ እቶ እቶ አብ ኢትዮጵያ ተላዒሉ፡፡ አሜሪካ 137 ሚልዮን ዶላር አመሪካ ንኢትዮጵያ ሓጊዛ፡፡ ሓደ አባል ቤት ምክሪ ተወከልቲ ኢትዮጵያ ናይ ዘይመክሳስን ዘይምእሳርን ሕገ መንግስታዊ መሰሉ ተገፊፉ፡፡  
ኣብዚ እዋን ኣብ ከተማታት ኣውስትራሊያ ዑደት ዝገብር ዘሎ ኣርቲስት ወዲ ሮሚት ብዛዕባ ስነ ጥበባዊ ስርሑን ዑዶቱን ምስ ኤስ.ቢ.ኤስ ትግሪኛ (SBS/Tigrinya) ዝገበሮ ሓጺር ዕላል።  
ኣብ ካርታ ተመልኪቱ ከምዘሎ እዚ መስመር ንህንዳዊ ውቅያኖስ ሰጊሩ ኣብ ኬንያን ታንዛንያ ብምብጻሕ ንሃገራት ዩጋንዳ፡ ርዋንዳ፡ ብሩንድ፡ ኢትዮጵያ፡ ሶማል፡ ጁቡቲ፡ ኤርትራ፡ ሱዳንን ግብጺን ኣጠቓሊሉ ናብ መዲተራንያን ይቕጽል። ብፍላይ ናይ ኬንያ ወድብ...
ኣብ ሻምፒዮና ኣትለቲክስ 2017 ለንደን ትሳተፍ ሕርይቲ ጋንታ ኤርትራ ተመሪጻ፡ ምድላዋታ ወዲኣ፣ ታደሰ ቶላ ኣብ ማራቶን ቦጎታ ተዓዊቱ፣ ኣብ ሓድሽ ተርታ ሃገራት ቅድድም ብሽክለታ ዓለም፡ ኤርትራ ዳግም ናብ ናይ ቀዳማይ ቦትኣ ተመሊሳ፣ ኢትዮጵያዊ ኣትሌት...
ትሕቲ ዕድመ ከላ ተመርዕያ ትሕቲ ዕድመ ከላ ድማ ቆልዓ ወሊዳ እያ ናብ ኣውስትራሊያ ተሰዲዳ። ንኹሉ ዘጋጥማ ማሕለኻታት ሰጊራ ግና፡ ንሓሙሻይ ርእሳ ስራሕ ዝፈጥር ናይ ስነ ጽባቐ ስራሕ ንግዲ ኣማዕቢላ። ዛጊት ካብ ዝተፈላለዩ ማሕበረሰባት ዝመጹ ብዙሓት...
SBS National Languages Competition 2017
#SBSRadioNLC17

The SBS National Languages Competition 2017 is an exciting initiative to encourage and celebrate a love of learning languages in Australia. Find out how you can be involved! 

ኣብ ኣውስትራሊያ ንምንባር ዝሕግዙ ሓበሬታታት

We're talking about life in Australia and issues that affect you.

መጸዋዕታ ድምጺ ኣጫራቲ “ትኸይድ ኣላ ሕጂ፡ ሓደ፡ ትኸይድ ኣላ ክልተ፡ ተሸይጣ!” ምስማዕ ንብዙሓት ገዛእቲ ኣባይቲ ኣብ ኣውስትራልያ ልሙድ’ዩ። ኣብ ጨረታ ኣባይቲ ምግዛእ ሓደ ካብ’ቶም ብብዝሒ ዝውቱራት መንገድታት’ዩ፡ እንተኾነ ግን ነቶም ሕግታቶም ዘይፈልጡ ሰባት...
ኣብ ኣውስትራልያ ሓድሽ/ጋሻ ምዃን ማለት መብዛሕትኡ ግዜ ሓድሽ ቋንቋ ምልማድ ማለት’ዩ፡ ግን ከኣ ሓደስቲ ሕግታትን ሞልታ/መቕጻዕትታን’ውን ማለት ክኸውን ይኽእል’ዩ። ንምንታይ መቕጻዕቲ ትወሃቡ ኣለኹም ምርድኡ ኣጸጋሚ ክኸውን ይኽእል’ዩ፡ ከምኡ’ውን ከመይ...
መጠን ሽቕለተ ኣልቦነት ኣብ ኣውስትራልያ ንታሽዓይ ወርሒ ኣከታቲሉ 5.7% ብምዃን ይቕጽል ኣሎ - ብመሰረት ቤት/ጽ ስታቲስቲክስ ኣውትራልያ ኣሃዛት ለካቲት 2017። ስራሕ ኣብ ምድላይ ንዝርከቡ ሰባት ዝግበር ቅሩብ ዝኾነ ናይ ደገፍ ወይ ሓገዝ ኣገልግሎት ኣሎ።
ኣብ ኣውስትራልያ ኣህለኽቲ/ሸመትቲ/ዓደግቲ ኣብ ትሕቲ ዋሕስ ንዓደግቲ consumer guarantees ዝብል ሕጊ መሰል ኣለዎም ጥራይ ዘይኮነስ ገንዘብ’ውን ክዕቅቡ ይኽእሉ’ዮም። እንተኾነ ግን እቶም ኣብ ቀረባ ግዜ ናብ ኣውስትራልያ ዝመጹ ሰባት ናብ ሕቶታት...
እዚ ትሕዝቶ ምስ ናይ SBS መደባት ደቀባት ተመሓላልፍ መጻምድትና NITV ዝተፈላለዩ ትርጉማት ጥሪ 26 ንምድህሳስ ዝዓለመ'ዩ። ምንጪ ስእሊ: (Getty Images AsiaPac)