Advertisement

Listen to

Unfortunately the SBS Radio Player is unavailable on this device. We apologise for any inconvenience.
ማሰን መልቀስን ኣቶ ሓድሽ ገብረገርግስ (ካልኣይ ክፋል) 
27 ኤርትራዊያን ስደተኛታት ኣብ ጽዕነት ናይ ሰሜንቶ ተሓቢኦም ካብ ኢትዮጵያ ናብ ሱዳን ክሰግሩ ተታሒዞም።መራኸቢ ሃፋሽ ኮርፖረሺን ብሮድካስቲንግ ኢትዮጵያ ኣብ ፓርላማ ህዝባዊ ኣይኮነን ተባሂሉ ተነቒፉ።መገዲ ባቡር መስመር ኣዲስ ኣበባ ጂቡቲ ዉሕስናኡ ይፍተን...
ኣብ ኣውስትራልያ ሓድሽ/ጋሻ ምዃን ማለት መብዛሕትኡ ግዜ ሓድሽ ቋንቋ ምልማድ ማለት’ዩ፡ ግን ከኣ ሓደስቲ ሕግታትን ሞልታ/መቕጻዕትታን’ውን ማለት ክኸውን ይኽእል’ዩ። ንምንታይ መቕጻዕቲ ትወሃቡ ኣለኹም ምርድኡ ኣጸጋሚ ክኸውን ይኽእል’ዩ፡ ከምኡ’ውን ከመይ...
ኣብ ኣውስትራልያ ሓድሽ/ጋሻ ምዃን ማለት መብዛሕትኡ ግዜ ሓድሽ ቋንቋ ምልማድ ማለትዩ፡ ግን ከኣ ሓደስቲ ሕግታትን ሞልታ/መቕጻዕትታንውን ማለት ክኸውን ይኽእልዩ። ንምንታይ መቕጻዕቲ ትወሃቡ ኣለኹም ምርድኡ ኣጸጋሚ ክኸውን ይኽእልዩ፡ ከምኡውን ከመይ ጌርካ...
ኣብ ፈረንሳ ካብትጽቢት ብዙሓት ወጻኢ ዝኾነ ብዕድመ ዝነኣሰን ፍሉይ ኣረኣእያን ዘለዎ ሓዲሽ ፕረሲደንት ተመሪጹ፡ ኣሎ:: ኢማኑወል ማክሮን፡ ነታ ብዕድመ ክንዲ ኣዲኡ ምስ እትኾኖ ካብ ሓዳራ ኣፋቲሑ ንደቃ ኣእሚኑ ክምርዓዋ ምኽኣሉ ጥራይ ኣይኮነን መዛረቢ ዛዕባ...
Welcome to The Chefs’ Line
#TheChefsLine

Culture, heritage and history through food goes next level with the brand-new series The Chefs' Line.
Weeknights
 6pm on SBS (from Monday 3rd April).

ኣብ ኣውስትራሊያ ንምንባር ዝሕግዙ ሓበሬታታት

We're talking about life in Australia and issues that affect you.

ኣብ ኣውስትራልያ ሓድሽ/ጋሻ ምዃን ማለት መብዛሕትኡ ግዜ ሓድሽ ቋንቋ ምልማድ ማለት’ዩ፡ ግን ከኣ ሓደስቲ ሕግታትን ሞልታ/መቕጻዕትታን’ውን ማለት ክኸውን ይኽእል’ዩ። ንምንታይ መቕጻዕቲ ትወሃቡ ኣለኹም ምርድኡ ኣጸጋሚ ክኸውን ይኽእል’ዩ፡ ከምኡ’ውን ከመይ ጌርካ...
መጠን ሽቕለተ ኣልቦነት ኣብ ኣውስትራልያ ንታሽዓይ ወርሒ ኣከታቲሉ 5.7% ብምዃን ይቕጽል ኣሎ - ብመሰረት ቤት/ጽ ስታቲስቲክስ ኣውትራልያ ኣሃዛት ለካቲት 2017። ስራሕ ኣብ ምድላይ ንዝርከቡ ሰባት ዝግበር ቅሩብ ዝኾነ ናይ ደገፍ ወይ ሓገዝ ኣገልግሎት ኣሎ።
ኣብ ኣውስትራልያ ኣህለኽቲ/ሸመትቲ/ዓደግቲ ኣብ ትሕቲ ዋሕስ ንዓደግቲ consumer guarantees ዝብል ሕጊ መሰል ኣለዎም ጥራይ ዘይኮነስ ገንዘብ’ውን ክዕቅቡ ይኽእሉ’ዮም። እንተኾነ ግን እቶም ኣብ ቀረባ ግዜ ናብ ኣውስትራልያ ዝመጹ ሰባት ናብ ሕቶታት...
እዚ ትሕዝቶ ምስ ናይ SBS መደባት ደቀባት ተመሓላልፍ መጻምድትና NITV ዝተፈላለዩ ትርጉማት ጥሪ 26 ንምድህሳስ ዝዓለመ'ዩ። ምንጪ ስእሊ: (Getty Images AsiaPac)

ኣብ ማያት ዘሎ ሓደጋ

ኣውስትራሊያዊያን ኣብ ማያት እናሓምበሱ ክዘናግዑ ይፈትዉ ኢዮም።እንተኾነ ኣብ እዋን ሳመር ሓደጋታት ወትሩዩ ዘጋጥም።ብዙሓት ሓደሽቲ ኣውስትራሊያዊን ዝኾኑ ኣብ ማያት እንታይ ከጋጥም ከምዝኽእል ኣይርድእዎንዮም።ስለዚ ኣብ ማያት ኣብ ዝግበር ንጥፈታት ሞት ካብ...