Tigrinya

Subscribing to an SBS podcast couldn't be easier. Simply click the Subscribe button and select your preferred subscription method from the menu. Podcasting help.

Latest Episodes

ፍሉይ ትእዛዝ ትራምፕን ቁጡ ዕ መልሰ ግብሪ ዓለምን

እቲ ፍሉይ ት እዛዝ ዶናል ትራምፕ ማለት ስደተኛታት ናብ ኣመሪካ ከይ ኣትዉ ዝ እግድ ስጉምቲ..

  • Upload31 Jan 2017

  • Duration05 Minutes

  • Download2MB

"ሰብ ናይ ምሕጋዝ ተፈጥሮ እዮ ዘሎኒ።" ናጅዋ ያሲን

ናይ ሎሚ ጋሻና፡ ናጅዋ ያሲን እያ፡ ዝሑል ምዕባል ህይወት ወይ ኦቲዝም ዘለዋ ጓል ኣላታ፡ ንጓላ ን14 ዓመታት ብከመይ ከምዝኣለየታን፡ ግድላትን ዓወታትን ጻዕራ ብሰፊሑ ኣዕሊላትና ኣብዚ ብምትዋቕ ድማ ክስማዕ ይከኣል እዩ።

 

  • Uploaded28 Jan 2017

  • Duration35 Minutes

  • Download17MB

ጽሟቕ ዜናታት ፡ ጸብጻብ ካብ ኢትዮጵያ

ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዛምቢያ ዝጸንሑ 147 ኢትዮጵያዊያን ናብ ዓዶም ተመሊሶም።

ኢትዮጵያን ኣውስትራሊያን ርክባተን ከደልድላ ተሰማሚ ዔን

መበል 28 ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪቃ ዝመጽ እ ሰሙን ክቃናዕ ምድላዋት ይግበር ኣሎ።

ኢትዮጵያ ኣብ ቁተባ ቅልጡፍ ም ዕባለ ተምጽእ ከምዘላ ተገሊጹ፡፣

 

  • Uploaded28 Jan 2017

  • Duration05 Minutes

  • Download3MB

ረቛሒታት ንምምስራት ሃገረ ኣግኣዝያን

....ምድረ ኣግኣዝያን ንሓደ ብሄር ቀሪቡ ንኻልእ ብሄር ዝርሕቆ ኣይኰነን። ነበርቲዚ ምድሪዚ እንተ ዘይጸቢቡዎም ኣይገፍሖምን ድማ። ዘርእኻ ቈጺርካ ናብቲ ኣሎ ዝበሃል ድሕሪት እንተ ተኸይዱ ድማ፡ የመንን ስዑድያን ምድረ ኣግኣዝያን ክኸውንዩ። ከምእውን ሳሃራውን ከይዓጠጠና ክሳብ ኣትባራ ምድሪ ኣግኣዝያን ክኸውን ዘለዎ። ስለዚ ምድሪ ኣግኣዝያን ኣብ ምብራቓዊን ምዕራባዊን ገማግም ቀይሕ ባሕሪ ዝተጋሕተነ ብኽልቲኡ ጠረፋቱ ምድረ-በዳ ዝኸለሎ ግዝኣት ክምስረት ኣለዎ.....

  • Uploaded28 Jan 2017

  • Duration18 Minutes

  • Download9MB

Appliances

ኣብ ኣውስትራልያ ንምንባር ዝሕግዙ ሓበሬታታት፡ ኣቑሑት ክትገዝእ እንከለኻ እንታይ’ዮም መሰላትካ?

ኣብ ኣውስትራልያ ኣህለኽቲ/ሸምትቲ/ዓደግቲ ኣብ ትሕቲ ዋሕስ/ውሕስነት ንዓደግቲ/ሸመትቲ/ኣህለኽቲ consumer guarantees ዝብል ሕጊ መሰል ኣለዎም ጥራይ ዘይኮነስ ገንዘብውን ከድሕኑ/ክዕቅቡ ይኽእሉዮም። እንተኾነ ግን እቶም ኣብ ቀረባ ግዜ ናብ ኣውስትራልያ ዝመጹ ሰባት ናብ ሕቶታትል ከልዕሉ ዝኽእሉ/ቅኑዓት ዘይኮኑ ዕዳጋታትን ውዕላትን ዝያዳ ዝቃልዑ/ተነቀፍቲ ክኾኑ ይኽእሉዮም።

  • Uploaded27 Jan 2017

  • Duration10 Minutes

  • Download5MB

Podcast Help

Podcasting is a free service to subscribe to your favourite SBS programmes. If you're new to podcasting check out our help section to get started.

ADVERTISEMENT

DVDs and Downloads at the SBS Shop

Visit the SBS Shop online for DVDs and downloads of the programs you love.

Books at the SBS Shop

Visit the SBS Shop online for fascinating books and inspiring cookbooks perfect for home and as gifts.