Badime: Awarded to EritreaEritrean Liberation Flag ;;..
Forum;Contact;Webmaster;
Problem reading Tigrinya?; Install these fonts: GeezUnicode | GeezMahtemUnicode | GeezTypenet
ShabaitEPDPEPDFENSFEDPELFFarajetIslamic IslahAdulis-ArabicRubAnsabaCDRIEEDAAlenalki
;ELF Reunion FBArkokobayGeregerSudanSomalia
AljazeeraEthiopiaYemen DjiboutiKenyaVOASudan News Agency; ;;
Adoulis;| Alenalki | Alnahda |Asena | Asmara-online |Asmarino | Awna |; Capitaleritrea | Dehai |Dekebat | Gereger | Hidri | Jeberti | Madote | ;Meadna |Tesfanews |Togoruba| ER-UNDP |Zemen | ;Radio Erena |Live EYSC Facebook | ;Ethsat.com | RadioAserna | QieNit |;KNON;Radio Dallas |;Voice of America -Tigrinya |; Voice of Eritrea -DC | Voice of Eritrea-Halifax ;|;;People's Voice of Eritrea;| meskerem |video archives;|;meskerem youtubes

Past Postings? Visit Erigazette.org
 

Will TesfaNews post this and others and allow for mature and relevant discussion between compatriots with different views but for the good of the nation? 
TesfaNews challenged to post
"Notes of “Some Notes on Eritrea’s Economy”: "A response to Dr. Fikreyesus"
A participant in TesfaNews comment section called upon TesfaNews to post the response to Dr. Fikreyesus
"Notes of “Some Notes on Eritrea’s Economy”: "A response to Dr. Fikreyesus"
 
” Truth • 3 days ago

Selam TN:

If you really care about real debate on hot Eritrean Affairs/Issues, I kindly challenge you to post the response of Ato Tewelde Ghebre of Asmara online, side by side with the Prof Fikre's Article as I found it to be very interesting and realistic and unbiased, compared to that of Prof Fikreyesus.
Am sure meskerem.net will do it for us but there will be no chance to debate on it.
Please visits Asmaraonline and enjoy this:
"Notes of “Some Notes on Eritrea’s Economy”: "A response to Dr. Fikreyesus"”

መደብ ንሓቂ ብጋህዲ ካብ ስደት  ቍ.17
ፖሊሲታት መንግስቲ ኣብ መሬት፡ ቁጠባን መንበሪ ኣባይትን ኣይሰረሐን-ባይቶ ዞባ ማእከል

ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ደቂ ሃገር ከመይ ቀኒኹም?

.ብጥሪ 17 2017 ባይቶ ዞባ ማእከል መበል 16 ስሩዕ ኣኼባኡ ኣብ ትሕቲ “ሓያል ቁጠባ ብልዑል ኣፍራይነት” ዝብል ቴማ ከም ዘቃነዐ ብዜና ሰሚዕኩሞ ትኾኑ ዝብል ግምት ኣሎና። ባይቶ ዞባ ዉሳነታት ክሕልፍን ትግባረታቶም
Read More

 
  1. ፖሊሲታት መንግስቲ ኣብ መሬት፡ ቁጠባን መንበሪ ኣባይትን ኣይሰረሐን-ባይቶ ዞባ ማእከል
    ብተወልደብርሃን ገብረ

    ኮማዊ ፍርዳዊ ኣገልግሎት፡- ባይቶ ዞባ ማእከል ጎራሕን መስተውዓልን ኢዩ። ይብል ካኣ “ሚኒስትሪ ፍትሒ፡ ህዝቢ ገንዘቡን ጕልበቱን ከይሃለኸ ብቐረባኡ ጉዳያቱ ዘዕርፈሎም ትካላት ፍትሒ ኣቚሙ ክሰርሓሉ ካብ ዝጅምር ዓመታት ኰይኑ ኣሎ። ዝተተኽላ ህዝባውያን ኮማዊያን ኣብያተ ፍርዲ ብግዲአን ህዝቢ ብቐረባኡ ኣገልግሎት ከም ዝረክብ ኣብ ምግባር ተራአን ይጻወታ ኣለዋ።” እቲ ሕመረት ለበዋ ወይ ምሕጽንታ ባይቶ ግን ክንዮ ምውዳስ ኢዩ። “ይኹን’ምበር” ይብል ባይቶ “ይኹን’ምበር ኣብ ገለ ትካላት ፍትሒ፡ ብጉድለት ሓላፍነትን ሕጽረት ኣፍልጦን ደያኑ ዝሳቐያ ትካላት ብምህላወን ህዝቢ ቀጻሊ መረረታት ዘስምዓሉ ኰይኑ ብምህላዉ ዝምልከቶ ኣካል ግቡእ ክትትል ክገብር” ይጽዉዕ

ሀ) መእተዊ
ኣብ ኤርትራ ዋላ’ኳ ብዕድመ ዝኣረጉ ይኹኑ ባይቶ ዞባታት ኣለዉ። ዝኣረጉ ማለተይ ምርጫታት ባይቶ ካብ ዘይግበር ነዊሕ ዓመታት ተቖጺሩ ኣሎ። ክንደየኖት ኢዮም ካብቶም ቅድሚ ነዊሕ ዓመታት ዝተመርጹ ኣባላት ባይቶ ሎሚ ብሂወት ዘለዉ ዝፍለጥ ነገር የሎን። ድምጺ እዞም ባይቶታት ክንደየናይ ተቐባልነት ኣሎዎ ካልእ ሕቶ ኾይኑ ለበዋታትን ምሕጽንታታትን ንዝምልከቶ ካብ ምሕላፍ ግን ዓዲ ዊዒሎም ኣይፈልጡን ኢዮም። ከም ግቡእ ኣብ ዘዞበኦም ዝለዓሉ ሓገግትን ተቖጻጸርትን ኣካላት ኢዮም። ኮይኑ ግን ኣብ ባይታ ክንዮ ሎበዋን ምሕጽንታን ዝኸይድ ስልጣን ይኹን ዓቕሚ (power) የብሎምን። ሰማዒ እንተ ተረኺቡ ዘሕልፍዎ ለባዋን ምሕጽንታን ግን ኣቃሊልካ ዝረኣ ኣይኮነን። ነቲ ዝሕልፍዎ ለበዋን ምሕጽንታን ሪኢኻ ብጉዳይ ህዝብን ናብርኡን ዘተሓሳስቦም ምዃኑ ምግማት ኣየጸግምን ኢዩ። ንሎሚ ባይቶ ዞባ ማእከል “ሓያል ቁጠባ፡ ብልዑል ኣፍራይነት” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ብጥሪ 17 2017 ንዘቃንዖ መበል 16 ስሩዕ ኣኼቡኡ ንጸብጻብ ጋዜጠኛ ዓንዶም ግርማይ ብምዉካስ ኣወንታዊ ጎኑታቱ ከቕርበልኩም መሪጸ ኣለኹ።  Read More

Different views on Eritrean economy from
a veteran of Badme wars via asmara-online and
a member of the national service via Madote

Image result for economy graphNotes of “Some Notes on Eritrea’s Economy”: A response to Dr. Fikreyesus
Teweldeberhan Gebre
02-24-2017  On growth In his recent article titled “Some Notes on Eritrea’s Economy” posted by madote.com, Dr. Fikrejesus Amahazion tried to convince his readers that there is a functioning economy in Eritrea. In doing so, he used gross domestic products (GDP) estimates and projections of the Global Economic Prospects […Read More]

Some Notes on Eritrea’s Economy
Dr. Fikrejesus Amahazion

02-21-2017 According to the recently published Global Economic Prospects, a World Bank Group flagship report, the year 2016 was marked by stagnant global trade, subdued investment, and heightened policy uncertainty. For 2017, a subdued recovery is expected, with receding obstacles to activity in commodity exporters and solid domestic demand in commodity importers. Additionally, weak investment i....Read More

ሚኒስትሪ ዞባዊ ምምሕዳር ኣብ መደባት 2017 ዘትዩ

 

ሚኒስትሪ ዞባዊ ምምሕዳር ኣብ መደባት 2017 ዘትዩ መደባት 2017 ዘትዩ።   

ሚኒስተር ዞባዊ ምምሕዳር ኣቶ ወልደሚኪኤል ኣብርሃ ኣብ ዘቕረቦ ጸብጻብ፡ ኣብ 2016 ኣብ ዝሰፍሐ ከባቢታት ሃገር እኹል ዝናብ ስለዝነበረ፡ ምስ ብደረጃ መንግስትን ውልቀ- ሓረስቶትን ዝተኻየደ ጻዕሪ፡ ብተዛማዲ ኣብ ኩሉ ዓይነት ዘራእቲ ዝምስገን ምህርቲ ከምእተሓፍሰ ሓቢሩ።   

ሚኒስተር ወልደንኪኤል፡ ትሕዝቶን ምሕደራን መሬት ንምጽናዕ ዝተኻየደ ጻዕሪ፡ ምድልዳል መሬትን ቅጥዒ ምቕርሐ መሬት ንተጠቀምቲን፡ ጉዳያት ኣፈታትሓን ኣተሓሕዛን ክርክራት መሬት፡ ምጥርናፍ ዓድታትን ደንበታትን፡ ምስሳን ኣግራብን እንስሳ ዘገዳምን፡ ምፍዋስ ማይ ኲዖታት ኣብ ምብራቓውን ምዕራባውን ገማግም ኣብ ዝምልከት ዝርዝራዊ መብርሂ ሂቡ።      

 ሓይሊ ምሕደራን ውህደትን ኣብ ኩሉ ጽፍሕታት ዝርከቡ ሓለፍቲ፡ ምድንፋዕ ሃገራዊ ማእቶት፡ ትግባረ ኣዋጅ መሬት፡ ጉዳይ ተኻረይትን ኣካረይትን፡ ምእካብ ግብሪ መንግስቲን ናይ ምቊጽጻር ብቕዓትን ኣብ ዝብሉ ዛዕባታት ድማ ብሰፊሑ ተዘትዩ።       

ኣመሓደርቲ ሽዱሽቲአን ዞባታት፡ ኣኣብ ዞባኦም ናይ ዝተኻየዱ ልምዓታዊ መደባት፡ ምስናይ ዝነበሩ ብልጫታትን ዘጋጠሙ ብድሆታትን ጸብጻባት ኣቕሪቦም።      

 ኣብ መወዳእታ፡ ኣብ ዓመት ብዛዕባ ክትግበሩ ዝተሓንጸጹ ዓበይቲ መደባት ድሕሪ ዝተኻየደ ዘተ፡ ወቕታውን ዓመታውን መደባት ልምዓት ብሓፈሻ ኣብ ወርሓት ኣዝመራን ክራማትን ዝውጠኑ መደባት ድማ ብፍላይ ብናይ ግዜ መቓን ዝተነጸሩ ክኾኑ፡ ስሉጥን ርትዓውን ኣገልግሎታት ንህዝቢ ንምርግጋጽ ምክትታልን ምቊጽጻርን ክሕይል፡ ምስ ኩሉን መሻርኽቲ ሚኒስትሪታት ተወሃሂድካ ክስራሕ፡ ናይ ልምዓት መደባት ንምዕዋት ስልጠናታትን ጎስጓሳትን ክሕይል ምዃኑ ተገሊጹ፣ ሚኒስተር ወልደሚካኤል ኣብ ዘስመዖ ናይ መዛዘሚ ቃል፡ ኣብ ዞባታት ተሓንጺጹ ዘሎ መደባት ልምዓት ብግቡእ ንክትግበር ውህደት ወሳኒ ምዃኑ ብምጥቃስ፡ ተሳትፎ ህዝቢ ልዑል ኣድህቦ ክወሃቦ ኣዘኻኺሩ።      

 

ውጽኢት ኣኼባ ባይቶ ዞባ ማእከል
Read More

ኣማሓዳሪ ዞባ ማእከል መጀር ጀነራል ሮሞዳን ዑስማን ኣወሊያይ፡ ምድልዳል መሬት ዝወጸ መምርሒ፡ ነቶም ኣብ ንጡፍ ሃገራዊ ዕማም ተዋፊሮም ዘለዉ ኣባላት ሓይሊታት ምክልኻልን ስንኩላንን፡ ኣብ ግምት ዘየእተወ ስለ ዝዀነ ክለሳ ክግበረሉ፣ ምዕዳል መስርሒ መንበሪ ኣባይቲ፡ ምህናጽ ኣብያተ ትምህርቲ፡ ጥዕና፡ ኣዳራሻት፡ ማእከላት መንእሰያት፡ ዓይኒ ምድሪ፡ ውሕስነት ቀረብ ማይ፡ ሃለኽቲ ነገራት ብብሎኮታት ንኸይኣትዉ ምቁጽጻር ይግበር ክሳብ ዝሃለወ፡ ካልእ ኣማራጺታት ክናደ ወዘተ፡ ንዝብሉ ካብ ተሳተፍቲን ኣባላት ባይቶን ዝቐረቡ ሕቶታት መብርሂ ሂብሎም።...

 

ንህዝቢ በብእዋኑ ምንቃሕን ምውዳብን ኣብ ህንጸት ስኒትን ሓድሕዳዊ ምክብባርን ብቐሊሉ ዘይጥመት ኣስተዋጽኦ ኣለዎ።

 ባይቶ ዞባ ማእከል፡ሓያል ቁጠባ፡ ብልዑል ኣፍራይነትኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ፡ መበል 16 ስሩዕ ኣኼባኡ ብዓርቢ 17 ጥሪ 2017 ብዓወት ኣቃኒዑ ኣሎ።

 እቲ ኣብ ኣዳራሽ ዞባ ማእከል ዝተቓንዐ ኣኼባ ባይቶ ዞባ ማእከል - ኣማሓዳሪ ዞባ፡ ኣቦ መንበር ህግደፍ ዞባ፡ ወኪል ሚኒስትሪ ዞባዊ ምምሕዳር፡ ፈጸምቲ ኣካላት ዞባ፡ ኣማሓደርቲ ንኡሳን ዞባታት፡ ወከልቲ ህዝባውያን ማሕበራት፡ ኣዘዝቲ ሰራዊት፡ ፖሊስ፡ ጸጥታን ዕድመ ዝተገብረሎም ኣጋይሽን ተሳቲፎምዎ።

 ባይቶ ኣብ ፈለማ ንጥፈታት ዓመተ 2016’ ተመልኪቱ።

 ብመሰረት ብኣቦ መንበር ባይቶ ዞባ ኣቶ ኣብርሃም ሰመረ ዝቐረበ ጸብጻብ፡ ባይቶ ኣብ ዝሓለፈ ዓመተ 2016 ኣብ ርእሲ ልሙድ ምምሕዳራዊ ንጥፈታትን ስርሓትን፣ መምርሒታት መንግስቲ ንምትግባር ብርክት ዝበሉ ኣኼባታት፡ ሰሚናራትን ጐስጓሳትን ከም እተሰላሰሉ ኣነጺሩ።

·       Read More

ባይቶ ዞባ ማእከል፡ ስሩዕ ኣኼባኡስ ኣቃኒዑ:
(ሃገራዊ ባይቶናኸ መዓስ እዩ ዝቕልቀል እዩ?)

ባይቶ ዞባ ማእከል፡ሓያል ቊጠባ፡ ብልዑል ኣፍራይነትብዝብል ቴማ፡ ኣብ 17 ለካቲት፡ መበል 16 ስሩዕ ኣኼባኡ ኣቃኒዑ
 
 ኣቦ-መንበር ባይቶ ኣቶ ኣብርሃም ሰመረ ኣብ ዘቕረቦ ጸብጻብ፡ ኣብ 2016 ዝተወጠኑ መደባት፡ ብውህደት ኩላተን ባይቶ ዞባ ማእከል፡ ስሩዕ ኣኼባኡ ኣቃኒዑ ኣካላቱ ብዓወት ከም እተተግበሩ ጠቒሱ፡ ኣብ ኣኼባታት ባይቶ ከም ለበዋ ክሓልፉ ዝጸንሑ ጠለባት ህዝቢ፡ በብመድረኽን ቀዳምነታቶምን ምላሽ ይረኽቡ ከምዘለዉ ገሊጹ:: 
 ሕዛእቲን ኣግራብን ንምዕቃብ ጽኑዕ ሓለዋን ምክትታልን ይግበር እንተሎ፡ ሓሓሊፉ ብዘይሓላፍነታውያን ሰባት ዝርአ ብርሰት ኣግራብን ምድፋር ሕዛእቲን ንምግታእ ዝካየድ ጻዕርታት ክሕይል ብምዝኽኻር፡ ንሰብን ጥሪትን ዘገልግላ ዲጋታትን ራህያታትን ግቡእ ክንክን ክግበረለን፡ ስርሓት ምልማዕ ጀራዲን ብዝለዓለ ክስራሓሉ ተላብዩ:: 
 ኣስዒቡ ኣቶ ኣብርሃም፡ ዝበዝሐ ህዝቢ ገጠር ቀረብ ጽሩይ ዝስተ ማይ ክረክብ ምብቅዑ፡ መርኣያ ናይ ንርሑቕ ገጠራት ዝወሃብ ቈላሕታ ምዃኑ ብምጥቃስ፡ ቀረብ ጽሩይ ዝስተ ማይ ከተማ ኣስመራ ንምፍታሕ፡ ከምኡውን ምሕደራ ማይ ዘከፋፍላ ቦጣት ንምውርጻጽ ቀጻሊ ጻዕሪ ይካየድ ከምዘሎ ኣብሪሁ::   
ባይቶ፡

·         ንቐረብ ዘቤታዊ ጸዓት፡

·         ኣገልግሎት መጓዓዝያን መራኸቢታትን፡

·         ምግታእ ዘይሕጋዊ ንግዲ፡

·         ምዕቃብ ጽሬት ከተማ፡

·         ምድንፋዕ ስፖርታዊ ንጥፈታትን ካልኦት ዛዕባታትን ብዝምልከት ብዕምቈት ዘትዩ::

 
 ኣመሓዳሪ ዞባ ማእከል ሜጀር ጀነራል ሮሞዳን ዑስማን ኣውልያይ ኣብ ዘስመዖ ቃል፡ ውሽጣዊ ሰላምናን ርግኣትናን መሰረት ናይ ክንበጽሖ እንደሊ ልምዓት ምዃኑ ጠቒሱ፡ ብዝሓየለ ንክዅስኮስን ክዕቀብን ነፍሲ-ወከፍ ነባሪ ተራኡ ከዕዝዝ ኣዘኻኺሩ   ኣብ ኣኼባ፡ ኣቦ-መንበር ህግደፍ ዞባ ማእከል ኣቶ ዩሱፍ ሳይቕ፡ ወኪል ሚኒስትሪ ዞባዊ ምምሕዳር፡ ፈጸምቲ ኣካላት ዞባ፡ ኣመሓደርቲ ንኡስ ዞባታት፡ ወከልቲ ህዝባውያን ማሕበራትን ካልኦትን ተረኺቦም ነይሮም:: 

ሃገራዊ ባይቶኸ መዓስ እዩ ኣኸባ ዘካይድ? ኣበይከ ኣሎ?
 
The National Assembly of Eritrea (Hagerawi Baito) has 150 members, 75 members appointed (consisting mostly of representatives elected by the general population, of whom at least 11 must be women, and 15 members representing Eritreans living abroad) and 75 members representing the members of the Central Committee of the People's Front for Democracy and Justice (PFDJ), the sole legal political party of Eritrea.[1] According to the IPU, parliament has 150 indirectly elected members. The National Assembly was composed in February 1992. AFP reported that Eritreans have elected 399 representatives in the country's six regions in a lengthy process that will lead to the formation of a constituent assembly. The regional elections began on 4 January 1997 in some parts of the country and were completed in others by 1 March 1997. The National Assembly is located in the capital Asmara.

While Eritrea was federated to Ethiopia, and later annexed from 1952-1962, the Eritrean Assembly was the legislative body. Eritrea has a one party national Assembly governed by People's Front for Democracy and Justice (PFDJ) (originally the Eritrean People's Liberation Front) (EPLF). From the time of independence since May 1991, the country has been continuing with a transitional government elected during the elections in June 1993. The scheduled elections in 2001 has been postponed indefinitely.[2] The regional and local elections are conducted on a periodic basis on a restricted framework. All men and women of any ethnic or religious background are eligible to vote. Only individuals, not parties, are allowed to contest and the elections are presided by representatives from PDFJ. Policy decisions should be centered around the party mandate and opposition and dissenters have been imprisoned.[3]

Qualification

The composition of the 150 members of the National Assembly is members from the Central Committee members of the ruling PFDJ and 75 others elected from the 527 member Constituent Assembly in 1997. The elections were held for a transitional government to discuss and ratify the new constitution. The stipulation set for the 75 elected members were: a minimum of 11 women members and minimum of 15 members representing expat Eritreans.[4]

Constitutional powers

The President is elected by the members of the National Assembly for a five-year term and a maximum of two terms. The members of the National Assembly are elected directly by popular vote. In May 1997, a new constitution was adopted, which enabled only the 75 elected members needed in the Assembly, while 75 others from the PFDJ were nominated from Central Committee. The members of the transitional assembly were allowed to continue until next elections were held.[5] The National Assembly is scheduled to meet every six months or at points of emergency at the behest of President and two-thirds of the members. The Council of State reports to the Assembly. Assembly is set as the top most legislative body of the Constitution of Eritrea that needs to assure the fundamental rights of the citizens of the country and to ensure justice, peace and stability. The National Assembly was also set to oversee the Executive branch of the constitution during the regime of the transitional government.[6] The other major functions of the National Assembly include approval of budgets, governing domestic and foreign policies, and regulating the policies of the council.[7]

 

 
ኣብ ዝተፈላላየ ጊዜ ኣቦ ወንበር ሰልፎም ዝነበሩ፡ ማለት ወልደሱስ ዓማርን ሓምድ ድራርን: ብጉዳይ እቲ ኣብ ውሽጢ ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ተፈጢሩ ዘሎ ወጥሪ፡ ሓበረታ፡ ርእይቶ፡ ምሕጽንታ፡ ወልደሱስ ኣብ ፓልቶክ ሓምድ ክኣ ኣብ ፈይስ ቡክ ዘቕረብዎ አንሆ።
 
 
 

ዕለት 06.01.2017
ሓጺር ታሪኽ ናይ ኣቶ ገርህላሰ ኣስፍሃ

ኣቶ ገርህላሰ ኣስፍሃ ካብ ኣቦኡ ነፍስሄር ኣስፍሃ ክፍለን ካብ ኣዲኡ ነፍስሄር ኣስካሉ ተወልደን ብ01.01.1953 ኣብ ዓዱ ደቀምሓረ ድንበዛን ተወሊዱን ዓብዩን። ትምህርቲ ግና ጀሚሩ ከብቅዕ ኵነታት ናብራ ንምምሕያሽ ብማለት ትምህርቱ ኣቋሪጹ ኣብ ስራሕ ዓለም ተዋፊሩ፤ እንዳተጓዕዘ ከሎ ከምቲ ኩሉ ኤርትራዊ እተበጀዎ ብ1973 ዓ.ም. ኣብ ሰውራ ኤርትራ ተሰሊፉ እጃሙ ከበርክት ድሕሪ ምጽናሕ ብ1980 ዓ.ም. ንሃገር ሱዳን ኣተወ።

ብ1983 ዓ.ም. ድማ ምስ ወይዘሮ ሓጎሳ መርእድ ብቃል ኪዳን ተጣመረ፤ ካብ ኣብራኾም ዝወጹ ሰለስተ ውላድ ኣለውዎም። 1. ፈቨን ገርህላሰ 2. ኤደን ገርህላሰ 3. ምስግና ገርህላሰን ድማ ይበሃሉ። ኣቶ ገርህላሰ ካብ 1991 ዓ.ም. ጀሚሩ ሂወቱን ሂወት ደቁን ክኣሊ ድሕሪ ምጽናሕ ብ19.12.2016 ገባሪኡ ብዘይተፈልጠ ሓደጋ አብ ትሕተ-ምድሪ ቤት ኣቶገርህላሰ ዚነብረሉ ህንጻ - አብ ናይ ሓባር ናይ ሐጸብቲ ክፍሊ - መይቱ ተረኺቡ።
Read More


ሰለስተ ኤርትራውያን ምሁራት ንኤርትራ ዝብልዎ ኣንፈት ይሕብሩ ለካቲት 25, 2017

ድምጺ ኣመሪካ ንሰለስተ ፖለቲካዊ ጸግዒ የብሎምን ዝበሎም ኤርትራውያን ምሁራት ብዛዕባ ህሉው ኤኮኖሚያውን ፖሊቲካውን ኩነታት`ታ ሃገር ኣዘራሪቡ`ሎ፡

ንምዃኑ ጉዕዞ ኤርትራ ከመይ ኣሎ? ኣብ`ቲ ኸባቢ ዝተራእየ ሚዛን ሓይሊ`ኸ ከመይ ይመስል? ዓለም-ለኻዊ ወፍሪ ማዕድን ኣብ ኤርትራ እንታይ ኤኮኖሚያውን ፖለቲካውን ጽልዋታት ክህልዎ`ዩ።
  • ዶ/ር ኣዳነ ገብረመስቀል ካብ ቦትስዋና ምስ ኮሚኒቲ ልምዓት ደቡባዊ ኣፍሪቃ ዝሰርሕ`ዩ።
  • ዶ/ር ተስፋማርያም መሓሪ ኣብ ዓዲ-እንግሊዝ መምህር ዩኒቨርሲቲ ስነ-ቑጠባ፡
  • ዶር ዓወት ወልደሚካኤል ድማ ኣብ ሓደ ዩኒቨርሲቲ ካናዳ ናይ ታሪኽ ተመራማሪ`ዩ።


ሓዳስ ኤርትራ መበል 26 ዓመት ቁ.152 24 ለካቲት 2017 - ገጽ 5
 

1. ወፈያን ምቕባል ወፈያን

...ወፈያን (ውዕል ንምፍጻም ዝግበር ዕድመ) ከምኡ’ውን ምቕባል ወፈያን (ምቕባል ዕድመ)፣ ኣብ ስምምዕ ንምብጻሕ ዝሕግዙ መሰረታውያን ኣምራት ሕጊ ውዕል እዮም። ኣብ መንጎ ተወዓዓልቲ ብዛዕባ ናይቲ ዝደለይዎ ዕላማ ናይ ውረድ ደይብ ዘተ ብምክያድ፣ እቲ ወፈያ ዝገበረን ተቐባሊ ወፈያን በቲ ዝተዛተይዎ ዕላማ ኣብ ሓደ ስምምዕ ምስ ዝበጽሑ ውዕል ተመስሪቱ ከምዘሎ የመልክት። በዚ መንገዲ ድማ ሓደ ውዕል ተደምዲሙ ዝብሃል ወፈያ ብምቕባል ወይ ስምምዕ ከርኢ እኹል ብዝኾነ ናይ ተወዓዓልቲ ተግባር እዩ።

ንኣብነት፡- ሓደ ዓሚል ኣብ ድኳን ኣትዩ ካብ’ቲ ኣብቲ ድኳን ዝርከብ ንብረት ዝደለዮ መሪጹ ሕሳብ ናይቲ ንብረት ተዋጊዩ ኣብ ሓደ ዝኸፍሎ መጠን ገንዘብ ምስ ተሰማምዑ እቲ ዓሚል ንክኸፍል ኣብ ቅድሚ ተሓዚ ገንዘብ ምስ ከደስምምዕ ወዲኦም ኣብ መንጎኦም መሰልን ግዴታን ፈጢሮም ኣለዉ።

Read More

Presentation by Mary Harper, BBC Africa Editor @ Birkbeck University!
Published on Feb 25, 2017

Published on Feb 25, 2017
Possessing years of journalistic experience, particularly across Africa, Harper’s coverage of Eritrea has been a reinvigorating breath of fresh air; she avoids the tired clichés, nauseating stereotypes, and longstanding assumptions and distortions to provide an accurate, contextualized, more reliable account of Eritrea. Harper notes that “Eritrea…is very complex.” While this perspective and approach seems academic and straightforward for the exploration of any country, it is notable here because its acknowledgement is frequently lacking from most mainstream discussions about Eritrea. 

These responses underscore how the discussion of Eritrea has long been framed and tightly controlled, with dissenting views and perspectives being sidelined, silenced, ignored, marginalized, or disregarded. However, rather than restriction, a broader range of views and perspectives, such as Harper’s, should be encouraged toward promoting constructive dialogue, increasing accuracy, enhancing reliability, and improving and enriching overall understanding.

ዶር ገብረ ገብረማርያም ዝሓለፈ ቀዳም፡ 02/18/2017 ድሕሪ ሰፊሕ ኣስትምህሮ ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑ: ካብ ተሳተፍቲ ዝቐረበሉ ሕቶታት አንክምልስ..

ERI TV: Yared Tesfay
Interview on Cultural Diplomacy!

መንግስቲ ኤርትራን ሕጋውነቱን
መደብ ሕቅን ብጋህድን ካብ ስደት ቍ. 1
ኣወሃሃድን ኣቕራብን ቀለታ ኪዳነ

 Read More

ኣማኒኤል መንግስቱ፡ ንዝቐረበሉ ሕቶ ይምልስ።

 

ሕታም 27

Editor Tesfaldet Bahlibi 2/12/2017

ኤርትራ ንቕድሚት
ዘርከበ የርክብ፡ ዝተረፈ ይስዓብ

Image result for read more

ናብ ሻዕብያ ቅርበት ኣለዎ ዝበሃል ፈይስ-ቡከ።

 

Scroll for more news

 
;

VOA Tigrinya Facebook

Eritrean Tweets