Advertisement

Listen to

Unfortunately the SBS Radio Player is unavailable on this device. We apologise for any inconvenience.
Newly added
እታ ክሳብዚ ቀረባ እዋናት ከም ናይ ሰላም ቦታ ተቖጺራ ንስደተኛታት ምችእቲ መዕቆቢት ዝነበረት ኡጋንዳ ሕማቕ ወረ ክስምዓ ከምዝጀመረን፡ ኣብዚ ቅነ መንቀሊኡ ዘይተፈልጠ ዝሞቱን ወሲኽካ፡ መንእሰያት ኣብ ኡጋንዳ ከመይ እዮም ዝኾኑ ዘለዉ? ናይቶም እስራኤል ናብ ኡጋንዳ...
ሬድዮ ኤስቢኤስ መደብ ሞዛይክ ባህሊ ካብ ሎሚ ቀዳም 3 ታሕሳስ 2016 ጀሚራ ብተኸታታሊ: ፍርያት ማሰን መልቀስን ናይ ማሰኛን መላቓስን ኣቶ ተወልደ መዓሾ በዓል ዓዲ ጮማ : ሰራየ ሒዛትልኩም ክትቀርብ'ያ::
ሃገራዊ ኢንሹራን ንስንኩላን፡ ነቶም ፍርቂ ሚሊዮን ዝኾኑ ቀዋምን ርኡይን ስንክልና ዘለዎም መዓልታዊ ናይ ዓመታት ህይወቶም ከየስተማቕሩ ዝተሓረሙ ንምሕጋዝ መንግስቲ ኣውስትራሊያ ዘቖሞ መደብ እዩ። ይኹን እምበር፡ ወሃብቲ ኣገልግሎት ከምዝሕብርዎ ካብ ድሕረ...
ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ምስ ህቡባት ስፖርታውያን ዓለም ኮይኑ ምህርቲ ኣዲዳስ የወዓውዕ፡ ኢትዮጵያ ቤት ጽሕፈት ኮንፈደረሽን ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪቃ ካብ ካይሮ ናብ ኣዲስ ኣበባ ክግዕዝ ጎስጓስ ክትጅምርያ፡ ድሕሪ ምውዳቕ ብራዚላዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ዝሓዘት ነፋሪት...
ፊደል ካስትሮን ኩባን ኣብ ኢትዮጵያን ኣፍሪቃን ከምኡውን ኣብ ኩባ ዝሓደግዎ ኣሉታዉን እወታዊን ጽልዋታት ብዛዕባ ዝምልከት ምስ ምሁር ሳይንስ ፖለቲካ ኣቶ ፍቕረ ረታ ዝተገብረ ቃለ ምሕትት።
SBS Radio Services Review

SBS Radio is conducting a public consultation on the criteria it is proposing for the SBS Radio Services Review.

ኣብ ኣውስትራሊያ ንምንባር ዝሕግዙ ሓበሬታታት

We're talking about life in Australia and issues that affect you.

ናይ ኣውስትራሊያ ቤት ጽሕፈት ቆጸራ ህዝቢ (census) ሰባት ዝህብዎ ብሕታዊ ሓበሬታታት ብምስጢር ከምዝዕቅቦ ታሪኹ ይምስክረሉ እዩ። እንተኾነ ኣብዚ ናይዚ ዓመት ቆጸራ ህዝቢ፡ ሰባት ነቲ ፎርም ኣብ ዝመልእሉ እዋን ኣስማቶምን ኣድራሻኦምን ክጽሕፉ ቤት ጽሕፈት...
ኣብ ነሓሰ 9 ዝግበር ናይ 2016 ቆጸራ ህዝቢ፡ ኣብ ኣውስትራሊያ ካብ ዝተገብሩ ተመሳሳሊ መጽናዕቲታት እቲ ዝዓበየ ክከውንዩ፡ከም ትጽቢት ቤት ጽሕፈት ስታትስቲክስ ኣውስትራሊያ (ABS) ካብ ልዕሊ 200 ሃገራት ዝመጹ ልዕሊ 300 ቋንቋታት ዝዛረቡ ኣብ ልዕሊ...
ፈደራላዊ ምርጫ/መረጻ ተቓሪቡሎ፡ ምስኡ ድማ መበል 45 ባይቶ ኣውስትራልያ ድሕሪ ናይ ሓምለ 2 መዓልቲ ምርጫ ክምስረትዩ። እዚ ምርጫ ነቶም 150 ኣባላት ባይቶ ተወከልቲ፡ 76 ኣባላት ሰነትን ኣብ መወዳእትኡ ኸኣ ናይዛ ሃገር ኣብ መጻኢ ዝመርሓ ክውስንዩ።...
ኣብ ኣውስትራልያ ቪዛ ንወለዲ ክትረክብ ነዊሕን ብዙሕ ወጻኢታት ዝሓትት መስርሕ ክኸውን ይኽእልዩ። ልዕሊ 40 ሽሕ ወለዲ ኣብዚ ሕጂ እዋን ቀዋሚ መንበሪ ፈቓድ ንምርካብ ኣብ ናይ 30 ዓመት ንውሓት ግዜ ዝበጽሕ ዝርዝር ተጸበይቲ ኮይኖም ይርከቡ። ብዙሓት...
ብዙሓት ኣውስትራልያውያን ደቀንስትዮን ደቂተባዕትዮን ብዘቤታዊ ዓመጽ ይትንከፉ። ዝበዝሕ ግዜ ኸኣ እቶም ብዝሐባህላዊ ማሕበረሰባት’ዮም ዝዓበየ ብድሆታት ኣብ ምርካብ ሓገዝ ዘጋጥሞም። ኣብ ወርሒ ግንቦት ዝዋደድ ወርሒ ምክልኻል ዘቤታውን ቤተሰባዊን ዓመጽ ኣፍልጦ...